ኣብ ናይጀርያ ነዳዲ ዝጸዓነት መኪና ምግልባጣ ስዒቡ ዘጋጠመ ነትጕ 90 ሰባት ሞይቶም 50 ካልኦት ምቝሳሎም ፖሊስ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፖሊስ ብተወሳኺ መብዛሕትኦም ግዳያት እቲ ኣብ ማጂያ ዝተባህለ ...
ፕረዚደንት ዩክሬን ቭሎዶሚር ዘለነስኪ ሎሚ ረቡዕ ንፓርላማ’ታ ሃገር ዘቕረቦ ናይ ‘ዓወት ውጥን’ ዝብል መደብ ምዕራባዊያን መሻርክቲ ዩክሬን ናብ ኔቶ ክትጽንበር ዕድመ ከቕርባ ዝብል ይርከቦ። ንሱ ነዚ ...
ሃገራዊ ባይቶ ኬንያ ዝሓለፈ ሰሙን ሰሉስ ምኽትል ፕረዚደንት ሪጋታ ጋቹንጋ ብዝቐረበሎም 11 ክስታት ብልሽውና፡ ምንሻው መንግስቲን ምልዕዓል ዓሌታዊ ኣፈላላይን ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድምጺ ሂቡ ነይሩ። ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ምህርቲ ክርከብ ከምዝኽእል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ...
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ቆረ ወረዳ ጎርካ ቅድሚ ትማሊ ሰንበትን ትማሊ ሰኑይን ብዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ምቅታሎም ምምሕዳር እቲ ኸባቢን ነበርትን ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደራ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 12 ጥቅምቲ 2024 ኣብ መንጎ ሓይሊታት መንግስትን ምልሻታት ፋኖን ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት መንግስትን ሰራዊት ...
ኣብ ሊባኖስ ልዕሊ 400, 000 ቆልዑ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ሰሙናት ካብ መንበሪኦም ከም ዝተመዛበሉ ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ሕ/ሃ ወሲኹ ኣብ ማእከል ኵናት ተቐርቂራ ኣብ ዘላ ሊባኖስ ...
ዕድመ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ትሕቲ ሓደ ወርሒ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ነቶም ንመን ከምዝመርጹ ዘይወሰኑ ኣመሪካዊያን ንምእማን ይጽዕሩ ኣለው። ኣብ ብርክት ዝበላ ክፍላተ ግዝኣታት ኣመሪካ ቅድመ መዓልቲ ምርጫ ድምጺ ምሃብ አብ ዝጀመርሉ ሕጂ እዋን፣ ገለ ኣመሪካዊያን ግና ገና ንመ ...
A landmark operation has begun to relocate 50 elephants from the overcrowded Mwea National Reserve to the more spacious Aberdare National Park, in a bid to ease environmental pressure and reduce human ...