ኣብ ናይጀርያ ነዳዲ ዝጸዓነት መኪና ምግልባጣ ስዒቡ ዘጋጠመ ነትጕ 90 ሰባት ሞይቶም 50 ካልኦት ምቝሳሎም ፖሊስ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፖሊስ ብተወሳኺ መብዛሕትኦም ግዳያት እቲ ኣብ ማጂያ ዝተባህለ ...
ፕረዚደንት ዩክሬን ቭሎዶሚር ዘለነስኪ ሎሚ ረቡዕ ንፓርላማ’ታ ሃገር ዘቕረቦ ናይ ‘ዓወት ውጥን’ ዝብል መደብ ምዕራባዊያን መሻርክቲ ዩክሬን ናብ ኔቶ ክትጽንበር ዕድመ ከቕርባ ዝብል ይርከቦ። ንሱ ነዚ ...
ሃገራዊ ባይቶ ኬንያ ዝሓለፈ ሰሙን ሰሉስ ምኽትል ፕረዚደንት ሪጋታ ጋቹንጋ ብዝቐረበሎም 11 ክስታት ብልሽውና፡ ምንሻው መንግስቲን ምልዕዓል ዓሌታዊ ኣፈላላይን ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድምጺ ሂቡ ነይሩ። ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ምህርቲ ክርከብ ከምዝኽእል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ...
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ቆረ ወረዳ ጎርካ ቅድሚ ትማሊ ሰንበትን ትማሊ ሰኑይን ብዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ምቅታሎም ምምሕዳር እቲ ኸባቢን ነበርትን ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደራ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 12 ጥቅምቲ 2024 ኣብ መንጎ ሓይሊታት መንግስትን ምልሻታት ፋኖን ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት መንግስትን ሰራዊት ...
ኣብ ሊባኖስ ልዕሊ 400, 000 ቆልዑ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ሰሙናት ካብ መንበሪኦም ከም ዝተመዛበሉ ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ሕ/ሃ ወሲኹ ኣብ ማእከል ኵናት ተቐርቂራ ኣብ ዘላ ሊባኖስ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ዝርከባ ወረዳታት ቤጊን ባቦ ገምበልን ኣብ መንጎ ሓይልታት ፀጥታ መንግስትን ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞን ብዝቀፀለ ጎንፂ ሲቪላዊያን ሰባት ዒላማ ...
ካብ 29 መስከረም ኣትሒዙ ኣብ ኬንያ ክኻየድ ዝቐነየ ናይ 2024 ኣህጉራዊ ሻምፒዮን ብሽክሌታ ኣፍሪቃ ኤርትራዊ ሄኖክ ሙሉብርሃን ሃት-ትሪክ ዓወት ብምምዝጋብ ንሳልሳይ ጊዜ ተዓዋቲ ሻንፕዮን ኣፍሪቃ ...
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዋና ከተማ ሊባኖስ ማእኸላይ ቤይሩት ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሕዝቦላህ መጥቓዕቲ ምክያዳ ስዒቡ ብውሑዱ ን22 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 117 ቆሲሎም። ምምሕዳር ባይደን እስራኤል ኣብ ...
መራሕቲ ኤርትራ፣ ግብጺን ሶማልን ኣብ ምኽባር ሉኣላውነትን ምቅላስ ግብረሽበራ ኣብ ሶማልን ንምህናጽ ትካላዊ ኣቃውማ ሶማል ኣብ ዝብሉ ጉዳያት ምስምማዖም ትማሊ ሓሙስ ኣብ ኣስመራ ዘካየድዎ ዋዕላ ...
ወተሃደራዊ ሓይሊ እስራኤል ሎሚ ሓሙስ 10 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ሊባኖስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብምፍጻም ንክልተ ኣዘዝቲ ሕዝቡላህ ቀቲለ ይብል ኣሎ። እስራኤል እቶም ኣዘዘቲ ኣሕመድ ሙስጠፋ ኣል-ሓጅን ...