The house last week voted to charge Rigathi Gachagua on 11 counts, including abuse of power and corruption ...
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ገይሩ ኣሎ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ወሰኽ ክፍሊት ነቲ ድሮ ዘሎ ክብደት መነባብሮ መሊሱ ከም ...
(ማለት 2.54 ዶላር ኣመሪካ)፡ ክሳብ 100 ሚልዮን ብርክታት ክሸይጥ ምዃኑ ዋና ኣካያዲት ስራሕ እቲ ትካል ፍረሂወት ታምሩ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ። ቴለኮም ኢትዮጵያ ብርክታት ናብ ...
ቱርኪየ ምስ ሶማልያ ምትሕብባር ተዕሙቕ ኣላ። ኣብዚ ሰሙን`ዚ ድማ ጸጋታት ጸዓት እትድህስስ መርከብ ናብ ሶማልያ ኣበጊሳ`ላ። እንተኾነ ኣብ መንጎ ሶማልያን ኢትዮጵያን ዝንህር ዘሎ ውጥረት፡ ነቲ ...
ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝምእከል ተልእኾ ዓቃብ-ሰላም ሰራዊት ሶማልያ ንምሕያልን ጸጥታ እታ ሃገር ንምድንፋዕን፡ መንግስቲ ብሪጣንያ ናይ 7.5 ሚልዮን ፓውንድ ስተርሊንግ ወይ ድማ 10 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ...
ሃገራዊ ባይቶ ኬንያ ዝሓለፈ ሰሙን ሰሉስ ምኽትል ፕረዚደንት ሪጋታ ጋቹንጋ ብዝቐረበሎም 11 ክስታት ብልሽውና፡ ምንሻው መንግስቲን ምልዕዓል ዓሌታዊ ኣፈላላይን ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድምጺ ሂቡ ነይሩ። ...
ኣብ ናይጀርያ ነዳዲ ዝጸዓነት መኪና ምግልባጣ ስዒቡ ዘጋጠመ ነትጕ 90 ሰባት ሞይቶም 50 ካልኦት ምቝሳሎም ፖሊስ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፖሊስ ብተወሳኺ መብዛሕትኦም ግዳያት እቲ ኣብ ማጂያ ዝተባህለ ...
ፕረዚደንት ዩክሬን ቭሎዶሚር ዘለነስኪ ሎሚ ረቡዕ ንፓርላማ’ታ ሃገር ዘቕረቦ ናይ ‘ዓወት ውጥን’ ዝብል መደብ ምዕራባዊያን መሻርክቲ ዩክሬን ናብ ኔቶ ክትጽንበር ዕድመ ከቕርባ ዝብል ይርከቦ። ንሱ ነዚ ...